App search

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

com.holytrinity.mezmur_app
100,000+
installs · ≈186K
★ 4.97
408 ratings
2023-03-07
first release
2026-09-09
last update

Description

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app፡ ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን፡ ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። email: [email protected] ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ። መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።

What's new

• Major Design and feature update • Books with reading progress and highlights • Offline audio and book downloads • Favourites and personal playlists

Rating distribution

5★396
4★11
3★0
2★0
1★0

Details

Version4.0.0
Minimum Android version7.0
Reviews9
Developer websitemezmurtewahedo.com
Available inworldwide (242)
Developer contactson the Business plan
Collected2026-10-28

Chart positions

In 1 charts across 1 countries, best position #70.

Ethiopia · free#70 MUSIC_AND_AUDIO

This data in the API

The full record in JSON costs 1 credit.

curl -H "X-API-Key: YOUR_KEY" \
  "https://apkapi.com/api/v1/app?id=com.holytrinity.mezmur_app"